ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ Tesfa Speciality Clinic

ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ Tesfa Speciality Clinic Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ Tesfa Speciality Clinic, Medical and health, Ethiopia, Tigray, Aksum.

አብ ከተማ ራማ ዝርከብ ማእኸል ሕክምና ተስፋ ዘውፅኦ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ተወዳዲርኩም ክትቁፀሩ እትደልዩ በዞም ዝስዕቡ ስልኪ ቁፅርታት ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም።ስልኪ ቁፅሪ:- 09144864...
29/12/2025

አብ ከተማ ራማ ዝርከብ ማእኸል ሕክምና ተስፋ ዘውፅኦ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ተወዳዲርኩም ክትቁፀሩ እትደልዩ በዞም ዝስዕቡ ስልኪ ቁፅርታት ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም።

ስልኪ ቁፅሪ:- 0914486431/ 0960711611

ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ አብ ዘውፅኦ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዞም ዝስዕቡ ስልኪ ቁፅርታት ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም።ስልኪ ቁፅሪ:- 0935311176/ 0914486431
23/12/2025

ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ አብ ዘውፅኦ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዞም ዝስዕቡ ስልኪ ቁፅርታት ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም።

ስልኪ ቁፅሪ:- 0935311176/ 0914486431

💐 ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ እንዃዕ ናብ በዓል ሕዳር ፅዮን አብፅሐና እናበለ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ።🏵️ ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ ልምድን ብቅዓትን ብዘለዎም ስፔሻሊስት ሓኻይም ምስ ሙሉእ ዘመናዊ...
30/11/2025

💐 ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ እንዃዕ ናብ በዓል ሕዳር ፅዮን አብፅሐና እናበለ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ።
🏵️ ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ ልምድን ብቅዓትን ብዘለዎም ስፔሻሊስት ሓኻይም ምስ ሙሉእ ዘመናዊ መሳርሒታት 24 ሰዓት ግልጋሎት እናሃበ ይርከብ።

📍አድራሻ: ከተማ አኽሱም፤ ካብ ቴሌ 100 ሜ. ውርድ ኢልካ ናብ ሪፈራል ሆስፒታል አብ ዝወስድ መንገዲ

☎️ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪታት፦
0935311176
0914486431 ይደውሉ።

💐 ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተሰፋ፤ ዋሕስ ተስፋን ሕውየትን
Tesfa Speciality Clinic, Offering hope and healing!!!


Facebook:
https://www.facebook.com/profile.php?id=61578129803090
Tiktok: https://www.tiktok.com/?_t=ZM-8zdLeiYzV1K&_r=1

💐 ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ እንዃዕ ናብ ብርሃነ መስቀሉ አብፅሐና እናበለ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ።🏵️ ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ ልምድን ብቅዓትን ብዘለዎም ስፔሻሊስት ሓኻይም ምስ ሙሉእ ዘመናዊ መ...
26/09/2025

💐 ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ እንዃዕ ናብ ብርሃነ መስቀሉ አብፅሐና እናበለ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ።
🏵️ ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ ልምድን ብቅዓትን ብዘለዎም ስፔሻሊስት ሓኻይም ምስ ሙሉእ ዘመናዊ መሳርሒታት 24 ሰዓት ግልጋሎት እናሃበ ይርከብ።

📍አድራሻ: ከተማ አኽሱም፤ ካብ ቴሌ 100 ሜ. ውርድ ኢልካ ናብ ሪፈራል ሆስፒታል አብ ዝወስድ መንገዲ

☎️ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪታት፦
0935311176
0914486431 ይደውሉ።

💐 ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተሰፋ፤ ዋሕስ ተስፋን ሕውየትን
Tesfa Speciality Clinic, Offering hope and healing!!!


Facebook:
https://www.facebook.com/profile.php?id=61578129803090
Tiktok: https://www.tiktok.com/?_t=ZM-8zdLeiYzV1K&_r=1

🏵️ ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ እንዃዕ ን 2018 ዓ.ም ሓዱሽ ዓመት አብፅሐኩም እንዳበለ ናይ ፍቅሪ፣ ጥዕና፣ ሰላምን ሓጎስን ክኾነልና ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ።🏵️ ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ ልምድን...
11/09/2025

🏵️ ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ እንዃዕ ን 2018 ዓ.ም ሓዱሽ ዓመት አብፅሐኩም እንዳበለ ናይ ፍቅሪ፣ ጥዕና፣ ሰላምን ሓጎስን ክኾነልና ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ።

🏵️ ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ ልምድን ብቅዓትን ብዘለዎም ስፔሻሊስት ሓኻይም ምስ ሙሉእ ዘመናዊ መሳርሒታት 24 ሰዓት ግልጋሎት እናሃበ ይርከብ።

📍አድራሻ: ከተማ አኽሱም፤ ካብ ቴሌ 100 ሜ. ውርድ ኢልካ ናብ ሪፈራል ሆስፒታል አብ ዝወስድ መንገዲ

☎️ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪታት፦
0935311176
0914486431 ይደውሉ።

💐 ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተሰፋ፤ ዋሕስ ተስፋን ሕውየትን
Tesfa Speciality Clinic, Offering hope and healing!!!
HAPPY NEW YEAR!!!

Facebook:
https://www.facebook.com/profile.php?id=61578129803090
Tiktok: https://www.tiktok.com/?_t=ZM-8zdLeiYzV1K&_r=1

30/08/2025

💐 ብምኽንያት ዓይኒዋሪ ተዳሊዉ አብ ዝነበረ ጊቭአወይ (Giveaway) ኩሎም ሕግታት ኣማሊኦም ተዓወትቲ ዝኾኑ (ክሳብ 11:00 አጋምሸት 24/12/17 ብዝነበረ ውፅኢት መሰረት):
🥇 Lingo Rapper (ወዲ ሻምበል)

🥈 Almaz Luel

🥉 Rahel Beyene

💐 ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ (Tesfa Speciality Clinic
📍አኽሱም ካብ ቴሌ 100 ሜ. ውርድ ኢልካ ናብ ሪፈራል ሆስፒታል አብ ዝወስድ መንገዲ

☎️ 0935311176/ 0914486431

29/08/2025

ብምኽንያት ዓይኒ ዋሪ ዝተዳለወ ጊቭአወይ (Giveaway) ዕለት 24/12/17 አጋምሸት 11:00 ይጠናቀቅ አሎ።

26/08/2025

ብምኽንያት ዓይኒ ዋሪ አብ ዝተዳለወ ጊቭአወይ ተሳተፍቲ ዝኾንኩም ተዓዋቲ ንምዃን ናይ ትካልና ፌስቡክ ገፅ (page)ን ቲክቶክ (Tiktok account)ን ፎሎው (Follow) ምግባር ግዴታ ምዃኑ ክነፍልጥ ንደሊ።

ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ በዓል ዓይኒዋሪ ምኽንያት ብምግባር ክሳብ ዕለት 24/12/17 ሰዓት ኣጋምሸት 11:00 ዝፀንሕ ጊቭአወይ (ሽልማት ዓይኒዋሪ) አዳሊዉልኩም ይርከብ።💐 ንሽልማት ዘብቅዑ ...
25/08/2025

ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ በዓል ዓይኒዋሪ ምኽንያት ብምግባር ክሳብ ዕለት 24/12/17 ሰዓት ኣጋምሸት 11:00 ዝፀንሕ ጊቭአወይ (ሽልማት ዓይኒዋሪ) አዳሊዉልኩም ይርከብ።

💐 ንሽልማት ዘብቅዑ ነጥብታት (ሕግታት) ድማ እዞም ዝስዕቡ እዮም።
1. ናይ ትካልና (ሰፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ) ቲክቶክ (Tiktok)ን ፌስቡክ ገፅ (page)ን ፎሎው (follow) ብምግባር አባል ምዃን
2. ንዝደለኹሞም ናይ ፌስቡክ (Facebook) መሓዙተኩም invite ምግባር
3. ንትካልና ዝገልፅ ወይ ድማ ብዛዕባ ጥዕና ዝምልከት ፅቡቅ ፅሑፍ አብ ኮመንት (comment) ምፅሓፍ
4. ነዚ ፖስት (post) ላይክ (Like)ን ሼር (Share)ን ምግባር

💐 አብዚ ሽልማት (Giveaway) ዝዕወት እዞም ልዕል ኢሎም ዝተጠቐሱ ረቋሒታት ዘማልአን አብ ኮመንት (comment) ዘስፈሮ ናይ ጥዕና መልእኽቲ ዝለዓለ Like/Reaction ዝረኸበ ይኸውን።

ናይዚ ጊቭአወይ (Giveaway) ተዓዋቲ ዕላዊ ዝግበረሉ ድማ ዕለት 24/12/17 ሰዓት ምሸት 1:00 ይኸውን።

ቲክቶክ (Tiktok account) ድማ አብዚ ዝስዕብ ሊንክ (link) ብምእታው follow ምግባር ይክኣል እዩ።
https://www.tiktok.com/?_t=ZM-8zAdBr8YicI&_r=1

እንዃዕ ናብ በዓል ሐዋርያ አብፅሐኩም።ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ"ዋሕስ ተስፋን ሕውየትን"
12/07/2025

እንዃዕ ናብ በዓል ሐዋርያ አብፅሐኩም።
ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ
"ዋሕስ ተስፋን ሕውየትን"

Address

Ethiopia, Tigray
Aksum

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ተስፋ Tesfa Speciality Clinic posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Share on Facebook Share on Twitter Share on LinkedIn
Share on Pinterest Share on Reddit Share via Email
Share on WhatsApp Share on Instagram Share on Telegram