3G Diagnostic Imaging Center -3G DIC

3G Diagnostic Imaging Center -3G DIC Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from 3G Diagnostic Imaging Center -3G DIC, Medical and health, Ayder, Mekelle.

3ጂ ዓለምና ዝበፀሐቶም ናይ ንፃረ ሕማማት ማሽናትን ልዑል ልምድን ክእለትን ዘለዎም ሓኻይምን እናተሓገዘ ንዝሓለፉ 9 ዓመታት ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ይርከብ::
3G giving imaging services for the last 9 years using up-to-date state-of-the-art diagnostic imaging machines & by experienced,expert hands,Radiologists.

3G Diagnostic Imaging Center is proud to help you celebrate your White Coat Day.
02/08/2025

3G Diagnostic Imaging Center is proud to help you celebrate your White Coat Day.

ካብ ታሓከምቲ ጠቀምቲ ሪኢቶታት ሓደ ምክፋል ፅቡቅ እዩ።3ጂ ንፅሬት ሕክምና ቀዳምነት ሂቡ ይሰርሕ። ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሪኢቶ ታሓካሚ ከምዘለዎ ዝተወሰደ፤ስክሪን ሾት እዩ።"ዝኮነ ዓይነት ሕማምኩም...
06/07/2025

ካብ ታሓከምቲ ጠቀምቲ ሪኢቶታት ሓደ ምክፋል ፅቡቅ እዩ።3ጂ ንፅሬት ሕክምና ቀዳምነት ሂቡ ይሰርሕ። ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሪኢቶ ታሓካሚ ከምዘለዎ ዝተወሰደ፤ስክሪን ሾት እዩ።
"ዝኮነ ዓይነት ሕማምኩም ብትክክል ክፍለጠልኩም እንተደሊኹም፤ሕክምና 3ጂ ይኹን ምርጫኹም ንብል ብምኽንያት እዩ"።
ሕማምካ ብትክክል እንተዘይ ተነፂሩ፤ትክክለኛ ሕክምና ከምዘይትረክብ ርዱእ እዩ።
ከምቲ ናይ ታሓካሚ ሪኢቶ ዝኣመሰሉ ትሓከምቲ ሕማሞም ብትክክል ምፍላጥ ፤3ጂ ብቀዳምነት ዝምስከረሉን ፣ንዑዑ ንምጥንኻር 'ውን ኣብሊፅና ንፅዕርን።
" ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል፤ዕርፍኻ ጥራሕ ኣፅንዕ"።ዝብል መርሆ ንኽተል።ዕርፍና፤ፅሬት/ፅፈት ሕክምና እዩ።
It's worth sharing some patients comments
Quality of health service is our utmost priority !!

14/06/2025

3ጂ ንፅሬት ሕክምና ቀዳምነት ሂቡ ይሰርሕ !!
Quality of health services is our foremost priority !!
v ካብ ጨረር ናፃ ዝኾነ ማሽን
v ናይ ለካቲት 2023 ዓ/ም ፈረንጂ ስርሒት ዝኾነ
v ኣዝዩ ዘመናውን ገዚፍን
v ሕማማት ንምንፃር ዝሕግዙ 5 መመርመሪ መሳርሕታት ዝተገጠመሉ
v ናይ ልብን ሰራውር ደምን ናይ ጡብ ካንሰርን ሓዊሱ ሕማማት ንምንፃር ኣዝዩ ብሉፅ
v 3D ን 4D ን (ተንቀሳቃሲ ሕብራዊ ምስልታት ሓዊሱ) ሙሉእ ብሙሉእ ዝሰርሕ
v በቲ ሞያ ልምድን ክእለትን ብቅዓትን ብዘለዎም ሰፔሻሊስት ሓኻይም ይግልገሉ
v ናይዚ ቪድዮ እዙይ ከሕልፎ ዝደለየ ዋና መልእኽቲ ካብ ሓደ ንላዕሊ ጥንሲ እንትፍጠር/ሩ ምጥባቆምን ዝይምጥባቆምን ገና እናሃለምወ ኣብ ትግራይ ምፍላጥ ከም ዝከኣል እዩ::
v ውልቀ ሰባት ወይ ትካላት ንምውቃስ ዝዓለመ መልእኽቲ ፈፂሙ የብሉን ::
v ናይ ቃላት ኣደራድራ ወይ ብናይ ሕክምና ርድኢት ኣጠቃቅማ ሙሩፃት ቃላት ዘይክኾን ይኽእል እዩ ::
v ሕክምና ቃላት ንዘይጥቀሙ ሕብረተስብ ታሓሳቢ ተገይሩ ቅድሚ 1 ዓመት ዝተቀረፀ ቪዲዮ እዩ::

ሕክምና 3ጂ ዲያግኖሰቲክ ኢሜጂንግ ኣገልግሎት ብዘለውዎ በብእዋኑ ዓለምና ዝበፀሐቶም ናይ ንፃረ ሕማማት ማሽናትን ልዑል ልምድን ክእለትን ዘለዎም በቲ ሞያ ስፔሻሊስት ሓኻይምን እናተሓገዘ ንዝሓ...
12/04/2025

ሕክምና 3ጂ ዲያግኖሰቲክ ኢሜጂንግ ኣገልግሎት ብዘለውዎ በብእዋኑ ዓለምና ዝበፀሐቶም ናይ ንፃረ ሕማማት ማሽናትን ልዑል ልምድን ክእለትን ዘለዎም በቲ ሞያ ስፔሻሊስት ሓኻይምን እናተሓገዘ ንዝሓለፉ 9 ዓመታት ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ይርከብ:ሕብራዊ ናይ 3D/4D ምስልታት ካብ ኣብ 3ጂ ዝተገልገላ ዝተወሰዱ እዮም::
3G DIC giving quality diagnostic imaging services for the last 9 years using up-to-date state-of-the-art diagnostic imaging machines and by experienced,expert hands,Radiologists.3D/4D images are from 3G DIC collections.

ሕክምና 𝟑ጂ ዲያግኖሰቲክ ኢሜጂንግ ኣገልግሎት ብዘለውዎ በብእዋኑ ዓለምና ዝበፀሐቶም ናይ ንፃረ ሕማማት ማሽናትን ልዑል ልምድን ክእለትን ዘለዎም በቲ ሞያ ስፔሻሊስት ሓኻይምን እናተሓገዘ ንዝሓ...
03/04/2025

ሕክምና 𝟑ጂ ዲያግኖሰቲክ ኢሜጂንግ ኣገልግሎት ብዘለውዎ በብእዋኑ ዓለምና ዝበፀሐቶም ናይ ንፃረ ሕማማት ማሽናትን ልዑል ልምድን ክእለትን ዘለዎም በቲ ሞያ ስፔሻሊስት ሓኻይምን እናተሓገዘ ንዝሓለፉ 𝟗 ዓመታት ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ይርከብ:እዞም ኣብ ታሕቲ ዘለው ናይ 𝟑𝐃 & 𝟒𝐃 ን ሕብራዊ ምስልታት ኩሎም ካብ ኣብ 𝟑ጂ ዝተወሰዱ እዮም::
𝟑𝐆 𝐃𝐈𝐂 𝐠𝐢𝐯𝐢𝐧𝐠 𝐡𝐢𝐠𝐡 𝐪𝐮𝐚𝐥𝐢𝐭𝐲 𝐝𝐢𝐚𝐠𝐧𝐨𝐬𝐭𝐢𝐜 𝐢𝐦𝐚𝐠𝐢𝐧𝐠 𝐬𝐞𝐫𝐯𝐢𝐜𝐞𝐬 𝐟𝐨𝐫 𝐭𝐡𝐞 𝐥𝐚𝐬𝐭 𝟗 𝐲𝐞𝐚𝐫𝐬 𝐮𝐬𝐢𝐧𝐠 𝐮𝐩-𝐭𝐨-𝐝𝐚𝐭𝐞 𝐬𝐭𝐚𝐭𝐞-𝐨𝐟-𝐭𝐡𝐞-𝐚𝐫𝐭 𝐝𝐢𝐚𝐠𝐧𝐨𝐬𝐭𝐢𝐜 𝐢𝐦𝐚𝐠𝐢𝐧𝐠 𝐦𝐚𝐜𝐡𝐢𝐧𝐞𝐬 𝐚𝐧𝐝 𝐛𝐲 𝐞𝐱𝐩𝐞𝐫𝐢𝐞𝐧𝐜𝐞𝐝, 𝐞𝐱𝐩𝐞𝐫𝐭 𝐡𝐚𝐧𝐝𝐬,𝐑𝐚𝐝𝐢𝐨𝐥𝐨𝐠𝐢𝐬𝐭𝐬.
𝐀𝐥𝐥 𝐭𝐡𝐞 𝟑𝐃/𝟒𝐃 𝐢𝐦𝐚𝐠𝐞𝐬 𝐚𝐫𝐞 𝐟𝐫𝐨𝐦 𝟑𝐆 𝐃𝐈𝐂 𝟑𝐃 & 𝟒𝐃 𝐜𝐨𝐥𝐥𝐞𝐜𝐭𝐢𝐨𝐧𝐬.

27/03/2025

ጥዕና ሃበለይ ጥዕና ልዕሊኹሉ እዩ'ሞ !!

ጥዕና ሃበለይ ጥዕና ልዕሊኹሉ  እዩ'ሞ !!
26/03/2025

ጥዕና ሃበለይ ጥዕና ልዕሊኹሉ እዩ'ሞ !!

ሕክምና 3ጂ ዲያግኖሰቲክ ኢሜጂንግ ኣገልግሎት ብዘለውዎ በብእዋኑ ዓለምና ዝበፀሐቶም ናይ ንፃረ ሕማማት ማሽናትን ልዑል ልምድን ክእለትን ዘለዎም በቲ ሞያ ስፔሻሊስት ሓኻይምን እናተሓገዘ ንዝሓ...
24/03/2025

ሕክምና 3ጂ ዲያግኖሰቲክ ኢሜጂንግ ኣገልግሎት ብዘለውዎ በብእዋኑ ዓለምና ዝበፀሐቶም ናይ ንፃረ ሕማማት ማሽናትን ልዑል ልምድን ክእለትን ዘለዎም በቲ ሞያ ስፔሻሊስት ሓኻይምን እናተሓገዘ ንዝሓለፉ 9 ዓመታት ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ይርከብ:እዞም ኣብ ታሕቲ ዘለው ምስልታት ኩሎም ካብ ኣብ 3ጂ ዝተወሰዱ እዮም::
3G DIC giving quality diagnostic imaging services with up-to-date state-of-the-art diagnostic imaging machines and by experienced, expert hands,Radiologists for the last 9 years.
All the 3D/4D images are from 3G DIC collections.

ሕክምና 3ጂ ዲያግኖሰቲክ ኢሜጂንግ ኣገልግሎት ብዘለውዎ በብእዋኑ ዓለምና ዝበፀሐቶም ናይ ንፃረ ሕማማት ማሽናትን ልዑል ልምዲ ዘለዎም ሓኻይምን እናተሓገዘ ንዝሓለፉ 9 ዓመታት ኣገልግሎት ኣብ ...
24/03/2025

ሕክምና 3ጂ ዲያግኖሰቲክ ኢሜጂንግ ኣገልግሎት ብዘለውዎ በብእዋኑ ዓለምና ዝበፀሐቶም ናይ ንፃረ ሕማማት ማሽናትን ልዑል ልምዲ ዘለዎም ሓኻይምን እናተሓገዘ ንዝሓለፉ 9 ዓመታት ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ይርከብ:እዞም ምስልታት ኩሎም ካብ ኣብ 3ጂ ዝተወሰዱ እዮም::
3G DIC giving quality diagnostic imaging services with up-to-date state-of-the-art diagnostic imaging machines and by experienced, expert hands,Radiologists for the last 9 years.
All the 3D/4D images are from 3G DIC collections.

Address

Ayder
Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when 3G Diagnostic Imaging Center -3G DIC posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Share on Facebook Share on Twitter Share on LinkedIn
Share on Pinterest Share on Reddit Share via Email
Share on WhatsApp Share on Instagram Share on Telegram