Solomon zeresenay

Solomon zeresenay Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Solomon zeresenay, Addiction Service, ארלוזורוב 111, Tel Aviv.

20/02/2023

ዘወረደ

ዮሃንስ 3፣13 ብጀካ እቲ ኻብ ሰማይ ዝወረደ ኣብ ሰማይ ውን ዘሎ ወዲ ሰብ ናብ ሰማይ ዝዓረገ ሓደ እኳ የልቦን።

08/02/2023
እንቋዕ ብሰላም ብጥዕና ናብ ብርሃነ ልደቱ ኣብጸሓና።
07/01/2023

እንቋዕ ብሰላም ብጥዕና ናብ ብርሃነ ልደቱ ኣብጸሓና።

03/12/2022

ምሳሌ 10፥7 መዘከርታ ጻድቅ ንበረኸት ኢዩ።
ናይ ጻድቅ ኣብነ ተክለሃይማኖት በረኸትን ኣማላድነትን ዘውትር ኣይፈለየና ኣሜን።

27/09/2022

ብመስቀሉ ዝኣመንኩም
ብወንጌሉ ዝኣመንኩም
እንቋዕ ናብ ብርሃነ መስቀሉ ኣብጸሓኩም ኣብጸሓና።

Send a message to learn more

ርሑስ በዓል ሓዱሽ ዓመትን ቅዱስ ዮውሓንስን ይግበረልናእዛ ዓመት ዕልልታ ኢያ'ሞ  ቅድስቲ ትኩነልኩም ዘሌ 25፡12ዓመተ ፍቅሪ ንስሓዓመተ ሰላም ቅሳነትዓመተ ሓልዮት ሕውነትዝመልኦ ይግበረልና ...
10/09/2022

ርሑስ በዓል ሓዱሽ ዓመትን ቅዱስ ዮውሓንስን ይግበረልና
እዛ ዓመት ዕልልታ ኢያ'ሞ ቅድስቲ ትኩነልኩም ዘሌ 25፡12
ዓመተ ፍቅሪ ንስሓ
ዓመተ ሰላም ቅሳነት
ዓመተ ሓልዮት ሕውነት
ዝመልኦ ይግበረልና
ኣምላክና ኩሉ ዝከኣሎ ኢዩእሞ ነዚ ህሉው ኩነታት ቀይሩ ሰላም ይግበረልና ኣሜን።

Address

ארלוזורוב 111
Tel Aviv
62098

Telephone

+972548374565

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Solomon zeresenay posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Share on Facebook Share on Twitter Share on LinkedIn
Share on Pinterest Share on Reddit Share via Email
Share on WhatsApp Share on Instagram Share on Telegram