Dr. Sharon Woldu

  • Home
  • Dr. Sharon Woldu

Dr. Sharon Woldu A Medical Doctor and Content Creator in Tigrigna

24/07/2025

እዘን 12 መግቢ ረሰሓት እየን። ቅድሚ ምግዛእኩም ነዚኣ ርኣይዋ

24/07/2025

ብዛዕባ ንቫንደርፖልን ቢንያምን ዘጋጠሞም - ፍሉይ ምልከታ

22/07/2025

ኢር ፎን - ኣብ ዝተናውሐ ግዜ እዝኒ የጽምም ድዩ፧

21/07/2025

ጸጒሪ ከይሰባበር ምእንቲ- 3 ቀለልትን ሓጸርትን ንኹሉ ሰብ ዝኸውን ምኽሪ......

19/07/2025

DNA መርመራ ክፈትሖ ዘይክኣለ፡ ንስኹም'ከ ብኸመይ ምፈታሕኩማ ነዛ ጉዳይ?

18/07/2025

ሰራቒ ይትሓዝዩሞ፡ ናይዚኦም ግን ኣይግድን!

10/07/2025

8 ብኬሪ ማይ ክሰትዩ ዘይድልዮም ሰባት

09/07/2025

ናይ ገሊኦም ጭው ዝበለ ፈጠራዊ ሓሶት ሕክምናዊ ምኽንያቱ እዚ እዩ።

08/07/2025

ብሰላም ኣውፊሩ፡ ብሰላም ይምለሰና እምበር... ቱርዲ ፍራንስ ሲ...

08/07/2025

ድሕሪ እዛ ቪድዮ እዚኣ፣ ፕሬሸር ኩከርኩም ኣይክትትኮሰኩምን እያ

07/07/2025

Trauma- ንሰብ ኣታክ ንዝገብሩ እዚኣ ኣስምዕዎም

07/07/2025

ሓደራ ክስማዕ ዘለዎ

ክልተ ሰባት ሓደ ዓይነት ሕማቕ ነገር ኣጋጢሙዎም ክነሱ፡ እቲ ሓደ ህይወቱ ክመርሕ ከሎ፡ እቲ ሓደ ኸኣ ክሽገር ይኽእልዩ። ትሮማ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ይፈላለዩ፡ ትሮማ ከም ዘለኒ ብኸመይ ይፈልጥ? ብኸመይ ይፍወስ? እቲ ኣዒንቲ እናንቀሳቐስካ ዝፍወስ ዓይነት ኣፈዋውሳ ከመይዩ? ካልእ ዓይነት ኣፈዋውሳኸ ከመይ ይመስል ዝብልን ብዓቢኡ ኸኣ፡ ብብዙሕ ንዝሓለፈ ሰብ፡ ብዙሕ ሓሊፉዩ ኢልና ኣብ ክንዲ ንድንግጸሉ፡ ተዋሓደ ኸኣ ኣፍና ብ ክንዲ ንእክበሉ፡ እቲ ዝሓለፎ እናጠቐስና ከም መጽረፊ ነጥቢ ክንጥቀመሉ ከለና እንታይ ንገብር ከም ዘለና ትሕብር ቪድዮ………

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Dr. Sharon Woldu posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

  • Want your practice to be the top-listed Clinic?

Share

Share on Facebook Share on Twitter Share on LinkedIn
Share on Pinterest Share on Reddit Share via Email
Share on WhatsApp Share on Instagram Share on Telegram