29/03/2025
ግልጋሎት ሲቲ ስካን(CT-scan) ብፍሉይ ስፔሻሊስት ሓኪም ኣብ Ge'ez Hospital - ሆስፒታል ግዕዝ ብዕሊ ተጀሚሩ።
ሆስፒታል ግዕዝ ዘመኑ ዝጠልቦ ሲቲ-ስካን(CT-scan) ማሽን ብምምላእ ደረጅኡ ዝሓለወ፣ ፈጣንን ፅፉፍን ግልጋሎት ብስፔሻሊስት ሓካይም እናሃበ ይርከብ።
----------_________--------------
ንህቦም ሲቲ ስካን(CT-scan) ግልጋሎታት
🩻 CT Angiography
ንምርመራ ሕማማት ቀዳሕቲ ሰራውር ደም
🩻 CT venography
ንምርመራ ሕማማት መለስቲ ሰራውር ደም
🩻 Brain CT-scan
ንምርመራ ሕበጥ፣መጉዳእትን
ውሽጣዊ መድመይትን ርእሲ
🩻 Spinal CT-scan
ንምርመራ ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ሕማም ሑቐ፣
መልመስቲ
🩻 Chest CT-scan
ንምርመራ ሕበጥ፣ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ሰዓል
🩻 Abdominal CT-scan,triphasic
ንምርመራ ሕበጥ ፣ ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ መንቀሊኡ ዘይፍለጥ ቓንዛ፣ቆርበትን ዓይንን ብጫ ምኳን
🩻 Pelvic CT-scan
ንምርመራ ረክሲ፣ሕበጥ፣ መጉዳእትን ስብራትን
🩻 Extermity MSK CT-scan
ንምርመራ ሕብእ ስብራት፣ሕማማት መገጣጠሚ፣ሕበጥ
🩻 Low dose Abdominopelvic CT scan
ትሑት መጠን ጨረር ዘለዎ ምርመራ ኩላሊት ፀፀር፣ ንክትትል
🩻 CT urography
ንምርመራ ሕበጥ ኩላሊትን ፍሕኛን(ቓንዛ ዘይብሉ ምቅያሕ/ደም ዝመስል ሽንቲ)፣ ዓፅረ ሽንቲ
🩻 CT Colonoscopy
ንምርመራ ሕበጥ መዓናጡ፣ መንቀሊኡ ዘይፍለጥ መድመይትን ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ውፅኣትን
ኩሎም ግልጋሎታት ብስፔሻሊስትን ፍሉይ ስፔሻሊስትን ሓካይም ይወሃቡ።
ቖፀሮ ንምሓዝ፥
📞+251920008338+251962333388ይደውሉ።
📍ኣድራሻና፥ ፊትንፊት ቴሌ,ድሕሪ ሴንተራል ካፌ፣ ኣክሱም
🩺ሆስፒታል ግዕዝ
ብሓልዮትና ንምረፅ : ብሞያዊ ብቅዓትና ንእመን!