Harmony Hospital - ሆስፒታል ሃርመኒ

🧑‍⚕️ኩሎም ግልጋሎታት ሕክምና ብስፔሻሊስትን ፍሉይ ስፔሻሊስትን ሓኻይም ይወሃቡ።
ይደውሉ፥
-+251901842222
-+251965266935

🏥ኣድራሻ፥ ጥቓ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሩፋኤል፣ ፊት ንፊት መስጊድ ጀላኒ፣ መቐለ

Your health is our priority!
ንጥዕንኦም ቀዳምነት ሂብና ንሰርሕ!

ፀላም ከብዲ ካብ ቆርበትና ቐፂሉ እቲ ዝዓበየ ኣካል ሰብነትና እዩ። ጥዕና ፀላም ከብድና ካብ ዝጎድኡ ነገራት ብምቑጣብ ጥዕናና ንሓሉ።------------------------------------...
20/04/2026

ፀላም ከብዲ ካብ ቆርበትና ቐፂሉ እቲ ዝዓበየ ኣካል ሰብነትና እዩ። ጥዕና ፀላም ከብድና ካብ ዝጎድኡ ነገራት ብምቑጣብ ጥዕናና ንሓሉ።

-----------------------------------------------------
Harmony Hospital - ሆስፒታል ሃርመኒ
Your Health, Our Priority!
--------------------------------------------------------
ይርከቡና፥
📲 +251901842222 /+251965266935
📩 info@harmonyhospitals.com
🌐 www.harmonyhospitals.com
📍ጨንፈር 1: ካብ ሓሸንገ ናብ ሆስፒታል ዓይደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጥቓ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሩፋኤል ፊት ንፊት መስጊድ ጀላኒ
📍ጨንፈር 2: ካብ ጨንፈር 1 ኣስታት 150ሜ ውርድ ኢልካ
ኣሚኖም ዝመርፁዎ፣ ፈትዮም ዝመፁዎ ፍልፍል ምሕረት ኩሎም ሕማማት - ሆስፒታል ሃርመኒ

16/04/2026

ኣብ ፍረነብሲ ዘጋጥም ሕማም (Varicocele) እንታይ እዩ?

ዶ/ር መሓመድኣማን መሓመድስዒድ
(ስፔሻሊስት ሓፈሻዊ መጥባሕትን ፍሉይ ስፔሻሊስት መጥባሕቲ ቱቦታት ሽንትን ኩላሊትን)
-----------------------------------------------------
Harmony Hospital - ሆስፒታል ሃርመኒ
Your Health, Our Priority!
--------------------------------------------------------
ይርከቡና፥
📲 +251901842222 /+251965266935
📩 info@harmonyhospitals.com
🌐 www.harmonyhospitals.com
📍ጨንፈር 1: ካብ ሓሸንገ ናብ ሆስፒታል ዓይደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጥቓ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሩፋኤል ፊት ንፊት መስጊድ ጀላኒ
📍ጨንፈር 2: ካብ ጨንፈር 1 ኣስታት 150ሜ ውርድ ኢልካ
ኣሚኖም ዝመርፁዎ፣ ፈትዮም ዝመፁዎ ፍልፍል ምሕረት ኩሎም ሕማማት - ሆስፒታል ሃርመኒ

ፀፀር ኩላሊት ብዘይመጥባሕቲ ብከመይ ምስባር ይከኣል?---------------------------------------------- ዶ/ር ተመስገን ገብረማርያም ስፔሻሊስት ሓፈሻዊ መጥባሕትን ፍሉይ...
14/04/2026

ፀፀር ኩላሊት ብዘይመጥባሕቲ ብከመይ ምስባር ይከኣል?
---------------------------------------------

- ዶ/ር ተመስገን ገብረማርያም ስፔሻሊስት ሓፈሻዊ መጥባሕትን ፍሉይ ስፔሻሊስት ቱቦታት ሽንትን

ኣብ ሆስፒታል ሃርመኒ ብፍሉይ ዝወሃብ ግልጋሎት ምስባር ፀፀር ኩላሊት ብዘይመጥባሕቲ ማለት እውን Extracorporeal Schockwave Lithotripsy(ESWL) ከምዘሎ ዝፍለጥ ኮይኑ እዚ መሳርሒ እዚ ብከመይ በዘይመጥባሕቲ ፀፀር ክሰብር ይኽእል ንዝብል ሕቶ እነሆ፥

ESWL (ናይ ድምጺ ማዕበል ተጠቒምካ ፀፀር ምስባር) እንታይ እዩ?

እዚ ኣገባብ እዚ ነቲ ኣብ ውሽጢ ኩላሊት ወይ ኣብ ላዕለዋይ ክፋል ቱቦ ሽንቲ (Ureter) ዘሎ ፀፀር ብዘይ ዝኾነ መጥባሕቲ ናብ ደቀቕቲ ሑፃ ንምቕያር ዝሕግዝ ቴክኖሎጂ እዩ።

እዞም ዝስዕቡ ደረጃታት ኣለዎ፡

1. ምልላይ ቦታ ፀፀር፦ ሓኪም ብኤክስሬይ (X-ray) ወይ ብኣልትራሳውንድ (Ultrasound) ገይሩ እቲ ፀፀር ዘለዎ ቦታ የለሊ(Identification)።

2) ማዕበል ምስዳድ፦ እቲ መሳርሒ ካብ ደገ(ልዕሊ ቆርበት) ሓያል ናይ ድምፂ ማዕበል (Shock waves) ይልእኽ። እዚ ማዕበል እዚ ብዘይ ገለ ጉድኣት ብቆርበትን ጭዋዳታትን ሓሊፉ ኣብቲ ፀፀር ጥራይ ይዓርፍ።

3) ምስባር፦ እቲ ፀፀር በቲ ተኸታታሊ ዝመፅእ ፀቕጢ ማዕበል ይበታተን። ናብ ደቀቕቲ ሑፃ ምስ ተቐየረ ድማ ድሕርኡ ብሽንቲ ይወፅእ።

ESWL ንምንታይ?

✅ መጥባሕቲ ኣልቦ፦ ምንም ዓይነት መጥባሕቲ ዘይብሉን በሰላ ዘይገድፍን ሜላ ሕክምና እዩ።
✅ ናይ ሆስፒታል ፃንሒት፦ መብዛሕትኡ ግዜ ተሓከምቲ ምስተሓከሙ ወድያው ናብ ገዝኦም ይኸዱ።
✅ ቐልጢፉ ይሓዊ፦ ተሓካሚ ኣብ ውሽጢ 2-3 መዓልታት ናብ ስርሑ ክምለስ ይኽእል እዩ።
✅ ውፅኢታዊነት፦ ንመብዛሕትኦም ካብ 2 ሴንቲ ሜተር ንታሕቲ ዝኾኑ ፀፀራት ኣዝዩ ውፅኢታዊ እዩ።

ዝኾነ ይኹን ፀገም ኩላሊት ፀፀር ዘለኩም ወገናት ናብ ሆስፒታልና ብምምፃእ ናይዚ ብሉፅ ግጋሎት ተጠቀምቲ ክትኾኑ ንምዕድ።

---------------------------
Harmony Hospital
ንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!
-----------------------------
ይርከቡና፥
📲 +251901842222 /+251965266935
📩 info@harmonyhospitals.com
🌐 www.harmonyhospitals.com
📍ጨንፈር 1: ካብ ሓሸንገ ናብ ሆስፒታል ዓይደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጥቓ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሩፋኤል ፊት ንፊት መስጊድ ጀላኒ
📍ጨንፈር 2: ካብ ጨንፈር 1 ኣስታት 150ሜ ውርድ ኢልካ
ኣሚኖም ዝመርፁዎ፣ ፈትዮም ዝመፁዎ ፍልፍል ምሕረት ኩሎም ሕማማት - ሆስፒታል ሃርመኒ

ዘበናዊነት፣ ፅሬት፣ ውፅኢታዊነት!---------------------------Harmony Hospitalንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!-----------------------------ይርከቡና...
13/04/2026

ዘበናዊነት፣ ፅሬት፣ ውፅኢታዊነት!
---------------------------
Harmony Hospital
ንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!
-----------------------------
ይርከቡና፥
📲 +251901842222 /+251965266935
📩 info@harmonyhospitals.com
🌐 www.harmonyhospitals.com
📍ጨንፈር 1: ካብ ሓሸንገ ናብ ሆስፒታል ዓይደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጥቓ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሩፋኤል ፊት ንፊት መስጊድ ጀላኒ
📍ጨንፈር 2: ካብ ጨንፈር 1 ኣስታት 150ሜ ውርድ ኢልካ
ኣሚኖም ዝመርፁዎ፣ ፈትዮም ዝመፁዎ ፍልፍል ምሕረት ኩሎም ሕማማት - ሆስፒታል ሃርመኒ

ርሑስ በዓል ትንሳኤ!እንኳዕ ኣብፀሐኩም!---------------------------Harmony Hospitalንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!-----------------------------ይ...
12/04/2026

ርሑስ በዓል ትንሳኤ!

እንኳዕ ኣብፀሐኩም!

---------------------------
Harmony Hospital
ንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!
-----------------------------
ይርከቡና፥
📲 +251901842222 /+251965266935
📩 info@harmonyhospitals.com
🌐 www.harmonyhospitals.com
📍ጨንፈር 1: ካብ ሓሸንገ ናብ ሆስፒታል ዓይደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጥቓ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሩፋኤል ፊት ንፊት መስጊድ ጀላኒ
📍ጨንፈር 2: ካብ ጨንፈር 1 ኣስታት 150ሜ ውርድ ኢልካ
ኣሚኖም ዝመርፁዎ፣ ፈትዮም ዝመፁዎ ፍልፍል ምሕረት ኩሎም ሕማማት - ሆስፒታል ሃርመኒ

11/04/2026

Harmony Hospital - ሆስፒታል ሃርመኒ

10/04/2026

ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓል ፋሲካ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና!

ሰናይ ቅንያት ፋሲካ!

---------------------------
Harmony Hospital
ንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!
-----------------------------
ይርከቡና፥
📲 +251901842222 /+251965266935
📩 info@harmonyhospitals.com
🌐 www.harmonyhospitals.com
📍ጨንፈር 1: ካብ ሓሸንገ ናብ ሆስፒታል ዓይደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጥቓ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሩፋኤል ፊት ንፊት መስጊድ ጀላኒ
📍ጨንፈር 2: ካብ ጨንፈር 1 ኣስታት 150ሜ ውርድ ኢልካ
ኣሚኖም ዝመርፁዎ፣ ፈትዮም ዝመፁዎ ፍልፍል ምሕረት ኩሎም ሕማማት - ሆስፒታል ሃርመኒ

አማን በአማን ተሰቅለ በእንቲአነ!እንኳዕ ንዓርቢ ስቕለት ብሰላም ኣብፀሐኩም!---------------------------Harmony Hospitalንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!-------...
10/04/2026

አማን በአማን ተሰቅለ በእንቲአነ!

እንኳዕ ንዓርቢ ስቕለት ብሰላም ኣብፀሐኩም!

---------------------------
Harmony Hospital
ንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!
-----------------------------
ይርከቡና፥
📲 +251901842222 /+251965266935
📩 info@harmonyhospitals.com
🌐 www.harmonyhospitals.com
📍ጨንፈር 1: ካብ ሓሸንገ ናብ ሆስፒታል ዓይደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጥቓ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሩፋኤል ፊት ንፊት መስጊድ ጀላኒ
📍ጨንፈር 2: ካብ ጨንፈር 1 ኣስታት 150ሜ ውርድ ኢልካ
ኣሚኖም ዝመርፁዎ፣ ፈትዮም ዝመፁዎ ፍልፍል ምሕረት ኩሎም ሕማማት - ሆስፒታል ሃርመኒ

09/04/2026

ሙሉእ ግልጋሎት ሕክምና ዓይኒ ኣብ ሆስፒታል ሃርመኒ፥
እንህቦም ግልጋሎታት
👁ዝተማለአ ምርመራን ሕክምናን ዓይኒ
👁ዓቀንን ስራሕቲ መነፀር
👁መጥባሕቲ ሞራ ዓይኒ (Cataract)
👁ምርመራን ሕክምናን ሕማም ግላኮማ (Glacoma)
👁ምስትኽኻል ምንሽውራር ዓይኒ
👁ሕክምና ሕማም ዓይኒ ህፃናት
👁ሕክምና ሓደጋ ዓይንን ቆቢዕ ዓይንን
👁ሕክምና ምቅያሕ ዓይኒ
👁መጥባሕቲ ዓፅሚ ዓይኒ
👁መጥባሕቲ ሕበጣት ዓይኒ
👁ምስትኽኻል ፀገማት ቆቢዕ ዓይንን ንብዓት ትቦን
👁ምስ ሕማም ሽኮርያ ዝተተሓሓዘ ምርመራን ሕክምናን ዓይኒ
👁ምኽርን ክትትልን ጥዕና ዓይኒ
ካልኦትን....
ኩሎም ግልጋሎታትና ብስፔሻሊስትን ፍሉይ ስፔሻሊስትን ሓካይም ንህብ።
ይርከቡና፥
📲 +251901842222 / +251965266935
📩 info@harmonyhospitals.com
🌐 www.harmonyhospitals.com
📍ካብ ሓሸንገ ናብ ሆስፒታል ዓይደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጥቓ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሩፋኤል ፊት ንፊት መስጊድ ጀላኒ ንርከብ
ኣሚኖም ዝመርፁዎ፣ ፈትዮም ዝመፁዎ ፍልፍል ምሕረት ኩሎም ሕማማት - ሆስፒታል ሃርመኒ
ሆስፒታል ሃርመኒ
ንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!

07/04/2026

ሓደ ሰብ ብተኸታታሊ ንሽዱሽተ ሰዓታት ኮፍ ዝብል እንተኾይኑ ታይ ዓይነት ፀገም ጥዕና የጋጥሞ?

- ምቕናስ ዝውውር ደም ሰብነት
- ምሕባጥ ታሕታዋይ ክፋል እግሪ
- ቓንዛ ታሕታዋይ ክፋል ሑቐ
- ሕማም ሽኮርያ
- ሕማም ልቢ
- ምውሳኽ ዘየድሊ ክብደት ሰብነት
- ሕማም ፀቕጢ ደም
ስለዚ ኣብ መንጎ መንጎ ምንቅስቓስ ከምዘድሊ በዓል ሙያ ፊዝዮቴራፒ ኣይተ ብርሃነ ተሻለ ይገልፁ።

ልቢ ይበሉ፥ ኣብ ሆስፒታል ሃርመኒ ግልጋሎት ፊዝዮቴራፒ ይወሃብ እዩ። ናብ 0901842222/0965266935 ብምድዋል ቖፀሮ የትሕዙ።

---------------------------
Harmony Hospital
ንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!
-----------------------------
ይርከቡና፥
📲 +251901842222 /+251965266935
📩 info@harmonyhospitals.com
🌐 www.harmonyhospitals.com
📍ጨንፈር 1: ካብ ሓሸንገ ናብ ሆስፒታል ዓይደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጥቓ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሩፋኤል ፊት ንፊት መስጊድ ጀላኒ
📍ጨንፈር 2: ካብ ጨንፈር 1 ኣስታት 150ሜ ውርድ ኢልካ
ኣሚኖም ዝመርፁዎ፣ ፈትዮም ዝመፁዎ ፍልፍል ምሕረት ኩሎም ሕማማት - ሆስፒታል ሃርመኒ

ሆሳዕና በአርያም | እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና!---------------------------Harmony Hospitalንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!------------------------...
05/04/2026

ሆሳዕና በአርያም | እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና!

---------------------------
Harmony Hospital
ንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!
-----------------------------
ይርከቡና፥
📲 +251901842222 /+251965266935
📩 info@harmonyhospitals.com
🌐 www.harmonyhospitals.com
📍ጨንፈር 1: ካብ ሓሸንገ ናብ ሆስፒታል ዓይደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጥቓ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሩፋኤል ፊት ንፊት መስጊድ ጀላኒ
📍ጨንፈር 2: ካብ ጨንፈር 1 ኣስታት 150ሜ ውርድ ኢልካ
ኣሚኖም ዝመርፁዎ፣ ፈትዮም ዝመፁዎ ፍልፍል ምሕረት ኩሎም ሕማማት - ሆስፒታል ሃርመኒ

03/04/2026

ብዛዕባ ምሙላቕ መጋጥም ዓፅሚ (Joint Dislocation) እንታይ ትፈልጡ?

- ዶ/ር ዮሴፍ ዘካርያስ (ስፔሻሊስት መጥባሕቲ ዓፅምን መጋጥምን)

---------------------------
Harmony Hospital
ንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!
-----------------------------
ይርከቡና፥
📲 +251901842222 /+251965266935
📩 info@harmonyhospitals.com
🌐 www.harmonyhospitals.com
📍ጨንፈር 1: ካብ ሓሸንገ ናብ ሆስፒታል ዓይደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጥቓ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሩፋኤል ፊት ንፊት መስጊድ ጀላኒ
📍ጨንፈር 2: ካብ ጨንፈር 1 ኣስታት 150ሜ ውርድ ኢልካ
ኣሚኖም ዝመርፁዎ፣ ፈትዮም ዝመፁዎ ፍልፍል ምሕረት ኩሎም ሕማማት - ሆስፒታል ሃርመኒ

Address

ፊት ንፊት ቅዱስ ሩፋኤል ቤተ ክርስትያን ሕልፍ ኢልካ ዝርከብ ጀላኒ መስጊድ ፥ ክፍለ ከተማ ዓይደር ፥ መቐለ
Mekelle
0000

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Harmony Hospital - ሆስፒታል ሃርመኒ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Practice

Send a message to Harmony Hospital - ሆስፒታል ሃርመኒ:

Share

Category