25/02/2024
እዚ ናይ ፌስ ቡክ ገፅ ናይ ዘ-ኣረጋዊ ማእኸል ላቦራቶሪን ፓቶሎጂን እዩ፡፡
ዘ-ኣረጋዊ ማእኸል ላቦራቶሪን ፓቶሎጂን በቲ ሞያ ክህሎት ዘኻዕበቱ ሰብሞያን ውሕድ ንኽኽእ ኢድ ብዘለዎም ኣውቶሜትድ መሳርሕታትን ተሓጊዙ ምርመራን ነፀርታን ዘካየድን ናይ 24 ሰዓታት ኣገልግሎት ዝህብ ዘመናዊ ትካል እዩ፡፡
ከይሓመምኹም ጥዕናኹም ተኸታተሉ፡፡
ስራሕኹም ከየሞናጎኹም ናብ ዘለኹምዎ መፂና ናሙና ንወስድ ውፅኢትኩም ብቕልጡፍ ኣብ ኢድኩም ክብፅሕ ንገብር፡፡
ኣድራሻና፡-
ቑፅሪ 1:- ኢንኮዶ/ሓሽንገ ጥቓ ቤት ትምህርቲ ገረብ-ፀዶ
ቑፅሪ 2:- ፊት ንፊት ላዕልዋይ በሪ ዓይደር ጎኒ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ
ናይ እማን ንምርምር!!
ናይ እማን ንነግር!!