ሕዉየት ሕክምና ገዛንገዛን Cpd ስልጠና ማእኸልን ጥዕና

  • Home
  • Ethiopia
  • Mekelle
  • ሕዉየት ሕክምና ገዛንገዛን Cpd ስልጠና ማእኸልን ጥዕና

ሕዉየት ሕክምና ገዛንገዛን Cpd ስልጠና ማእኸልን ጥዕና ሕክምና ግልጋሎት ገዛንገዛ ምስ ሙሉእ ናይ ሕክምና መገልገሊ መሳርሒ/Home based care,Training center,Medical tourism 🚙🚑🚚,Free consultation with Doctor 👨‍⚕️👩‍⚕️.

phone number 🤳:+251914396370
🤳:+251914754590

We are excited to announce that Hwyet Health Consultancy and CPD Training Center has officially signed a Memorandum of U...
31/10/2025

We are excited to announce that Hwyet Health Consultancy and CPD Training Center has officially signed a Memorandum of Understanding (MOU) with the Tigray Health Professionals Association (THPA) during the 4th THPA Annual Conference! 🎉

This partnership marks a new chapter of collaboration focused on strengthening the capacity of health professionals, advancing continuous professional development (CPD), and supporting social initiatives across Tigray.

Through this MOU, Hwyet Health will provide 20% discounts to all THPA members and contribute 2% of training revenue to support social programs — reaffirming our shared commitment to professional excellence and community well-being.

Together, we are building a stronger, healthier future for Tigray! 💪🌍

📢 ATTENTION HEALTH PROFESSIONALS!LICENSE RENEWAL DEADLINE EXTENDED!🗓 New Deadline: October 30, 2018 E.C.📍 (Postponed fro...
17/10/2025

📢 ATTENTION HEALTH PROFESSIONALS!
LICENSE RENEWAL DEADLINE EXTENDED!

🗓 New Deadline: October 30, 2018 E.C.
📍 (Postponed from September 30, 2018 E.C.)

---

🩺 NEW REQUIREMENT: 40 CEU NEEDED!
Don’t wait — complete your CEU training easily with

💻 Online or 🏫 Face-to-Face courses from
HWYET HEALTH CONSULTANCY & CPD TRAINING CENTER

✅ Accredited CPD Provider
✅ Fast & Affordable Registration
✅ Quality, Flexible Training

📞 Register Now & Renew Before October 30 E.C.!
Keep your license active and your career growing!

📱 +251 914396370 | +251 914754590
🌐 Hwyet Health Consultancy & CPD Training Center — Mekelle, Tigray

‎🌸 Happy 2018  New Year! 🌸‎‎Hwyet Home Based Care, based in Mekelle,Tigray,  extends its warmest wishes for a joyful and...
10/09/2025

‎🌸 Happy 2018 New Year! 🌸

‎Hwyet Home Based Care, based in Mekelle,Tigray, extends its warmest wishes for a joyful and prosperous 2018 Ethiopian Calendar Year.

‎May this new year bring you and your loved ones good health, peace, and happiness.
‎We remain committed to serving our community with compassion, dignity, and dedication in home-based care and beyond.

‎✨ሩሑስ በዓል✨

‎— Hwyet Home Based Care Family

 #ሽንቲ  #ሽንቲየብለኒ!ኣነ ጓል 28 ዓመት ጓል ተንስተይቲ እየ። ሽንቲ ሽንቲ የብለኒ።ምቕልጣፍ ሽንቲ ብብኸመይ'ከ ክፍጠር ኽኢሉ?መንቀልቲ1. ረኽሲ ቱቦ ሽንቲ2. ፀፀር ኩላሊት3.ጥንሲ4.ጭ...
08/09/2025

#ሽንቲ #ሽንቲየብለኒ!

ኣነ ጓል 28 ዓመት ጓል ተንስተይቲ እየ። ሽንቲ ሽንቲ የብለኒ።
ምቕልጣፍ ሽንቲ ብብኸመይ'ከ ክፍጠር ኽኢሉ?

መንቀልቲ

1. ረኽሲ ቱቦ ሽንቲ

2. ፀፀር ኩላሊት

3.ጥንሲ

4.ጭንቅት

5. ምልቆ ማህፀን

6. ሕማም ሽኮር

7. ሕማም ምብዛሕ ሽንቲ

8. ዓፅረ ሽንቲ( ደቅ ተባዕትዮ )

9. ኣልኮል፥ ቡና ፥ ብዙሕ ፈሳሲ፥ ቁሪ

10. መድሓኒታት

ምርመራ
# ምርመራ ሽንቲ
#ኤክስ ረይ ን ኣልትራሳውንድ
# ምርመራ ደም

ሰናይ መዓልቲ!

Created #ጥዕና ይሃበለይ

29/08/2025
ሰላም!‎ሕዉየት ሕክምና ገዛ ንገዛ ምስ ደም ባንኪ መቐለ ብምዃን ኣብ 📍🗺️ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቐ/ወያነ ኸባቢ ባንኪ ዓብይ ንግዲ ኢትዮጵያ ናይ ደም ምልጋስ ፕሮግራም ስለ ዘዳለወ ኹለኹም ...
29/08/2025

ሰላም!
‎ሕዉየት ሕክምና ገዛ ንገዛ ምስ ደም ባንኪ መቐለ ብምዃን ኣብ 📍🗺️ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቐ/ወያነ ኸባቢ ባንኪ ዓብይ ንግዲ ኢትዮጵያ ናይ ደም ምልጋስ ፕሮግራም ስለ ዘዳለወ ኹለኹም ሕብረተሰብ 👇
‎👉 "ዝትካእ ደም ብምልጋስ ዘይትካእ ሂወት ወገናትና ነድሕን" ብዝብል ቴማ ኣዳሊና ስለ ዘለና ደም ብምልጋስ ሂዎት ወገናትና ክተድሕኑ ብኽብሪ ንዕድም።🙏
‎ 👉ሕውየት ሕክምና ገዛ ንገዛን 🏠🏥 💉👨‍⚕️ ምስ ደም ባንኪ መቐለ 💉🏦ብምትሕብባር 👇
‎👉 ካብ ዕለት 23/12/17___24/12/17 ዓ/ም

‎ሰላም!‎ሕዉየት ሕክምና ገዛ ንገዛ ምስ ደም ባንኪ መቐለ ብምዃን ኣብ 📍🗺️ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቐ/ወያነ ኸባቢ ባንኪ ዓብይ ንግዲ ኢትዮጵያ ናይ ደም ምልጋስ ፕሮግራም ስለ ዘዳለወ ኹለኹም...
28/08/2025

‎ሰላም!
‎ሕዉየት ሕክምና ገዛ ንገዛ ምስ ደም ባንኪ መቐለ ብምዃን ኣብ 📍🗺️ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቐ/ወያነ ኸባቢ ባንኪ ዓብይ ንግዲ ኢትዮጵያ ናይ ደም ምልጋስ ፕሮግራም ስለ ዘዳለወ ኹለኹም ሕብረተሰብ 👇
‎👉 "ዝትካእ ደም ብምልጋስ ዘይትካእ ሂወት ወገናትና ነድሕን" ብዝብል ቴማ ኣዳሊና ስለ ዘለና ደም ብምልጋስ ሂዎት ወገናትና ክተድሕኑ ብኽብሪ ንዕድም።🙏
‎ 👉ሕውየት ሕክምና ገዛ ንገዛን 🏠🏥 💉👨‍⚕️ ምስ ደም ባንኪ መቐለ 💉🏦ብምትሕብባር 👇
‎👉 ካብ ዕለት 23/12/17___24/12/17 ዓ/ም


https://maps.app.goo.gl/185DqK28gzzgxSj7A

‎    "ኣብ ናይ ሓጎስ መዓልቲ ጥዕናና ነቕድም ።"‎ሰላም ኣብ መላዕ ዓለም ልእትርከባ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ።‎እንኳዕ ንበዓል ኣሸንዳ ብሰላም ኣብፀሐክን"‎ኣብዚ ናይ ሎሚ በዓል ኣሸንዳ ዝኽ...
22/08/2025

‎ "ኣብ ናይ ሓጎስ መዓልቲ ጥዕናና ነቕድም ።"
‎ሰላም ኣብ መላዕ ዓለም ልእትርከባ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ።
‎እንኳዕ ንበዓል ኣሸንዳ ብሰላም ኣብፀሐክን"
‎ኣብዚ ናይ ሎሚ በዓል ኣሸንዳ ዝኽበር ሕውየት ሕክምና ገዛ ንገዛን ማእኸል ምምኻርን ስልጠና ጥዕና ሰናይ ትምኒትና እላገለፅና: ጎናጎኒ እቲ ልኽበር በዓል ኣሸንዳ ጥዕናና ብምቕዳም ጥዕናናን ጥዕና ሕብረተሰብና ክንሕሉ ከም ዝግባእን ክነዘኻኽርን ክንሕብርን ንፎቱ።

‎👉 ሓደ ካብቶም ክንዝንገዖን ክንርሰዖን ዘይብልና ኣብ ሕድሕድ ሓጎስና ሕማም HIV/AIDS እዩ። እቲ ሕማም ብቐንዲ ዝመሓላለፈሉ መንገዲ ድማ ዉሕስ ዘይኹነ ፆታዊ ግኑኙነት እዩ። ስለዝኾነ ድማ ዓርስና ካብ ግዝያዊ ስምዒት ፆታዊ ግኑኝነት ብምዕቃብ ወይ ድማ ኮንደም ብምጥቃም ሂወት ባዕልናን ሂወት ስድራናን ክንሕሉ ይግባእ።
‎ " ጥዕናን ደስታን ንኹሉ"

‎👉በዓል ኣሸንዳ እንትነኽብር👇
‎📌ካብ ለበዳ ሕማም HIV/AIDS ባዕልና ንሓሉ
‎📌ካብ ስዲ ፆታዊ ርክብ ንቆጠብ
‎📌ሃይማኖታውን ባህለውን ክብርታት ኣሸንዳ ንዓቅብ
‎📌ሰናይ ቕንያት ኣሸንዳ


‎👉 ናብ Hwyet Home Based Care and Consultancy ይደዉሉ ። ምስጢሮም ብምዕቃብ ሙሉ ናይ ነፆ ጥዕናዊ ምኽሪ ብበዓል ሞያ ክንህቦም ኢና።
‎✨ሕዉየት ሕክምና ገዛንገዛን CPD ስልጠና ማእኸልን ምምኻር ጥዕናን /Hwyet Home based care,CPD training & medical consultancy center
‎ኣድራሻና፡ መቐለ ፊት ለፊት ዓብይ ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ Expo ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 215
‎+251914396370
‎+251914754590 ብማሕበራዊ ሚድያታትና ይከታተሉና
‎Telegram Channel: https://t.me/hwyet1212
‎Telegram Group: https://t.me/hwyet12
‎page: https://web.facebook.com/profile.php?id=61557154472853

‎ #ሕውየት #ሕክምና #ገዛንገዛ # #

‎ #ሕክምና  ፀላም ከብዲ/ዕፍሽዋ‎‎ብዶ/ር ኣቤል ጊደይ‎‎✅ሕማም ፀሊም ከብዲ/ጉበት ብሰንኪ ዝተፈላለዩ መልዐሊታት ይህሉ።‎ዝኾነ ይኩን መርዝነት ባህሪ ዘለዎ ነገር ብጉበት ይሓልፍ። ጉበት መ...
31/07/2025

‎ #ሕክምና ፀላም ከብዲ/ዕፍሽዋ

‎ብዶ/ር ኣቤል ጊደይ

‎✅ሕማም ፀሊም ከብዲ/ጉበት ብሰንኪ ዝተፈላለዩ መልዐሊታት ይህሉ።
‎ዝኾነ ይኩን መርዝነት ባህሪ ዘለዎ ነገር ብጉበት ይሓልፍ። ጉበት መርዝነቱ ንምቕናስን ጉድ ኣት ሰውነት ንምጥፋእ ንባዕላ መጉዳእቲ ይበፅሓ።

‎መንቀልቲ
‎1.ኣልኮላዊ መስተ
‎መስተ ካብቶም ጉበትና ዝጎድእዋ ነገራት እቲ ሓደን እቲ ዓብይን እዩ። ኣልኮል ልዑል መጠንን ተድጋጋሚ እንተኾይኑ መርዝነቱ ዘየጠራጥር እዩ።

‎2.ቫይረሳት ፀላም ከብዲ
‎ዝተፈላለዩ ቫይረሳት ንፀላም ከብዲ ይጎድእዋ። ጉበት ቫይረስ ቢን ሲን ዝተብሃሉ ብሓይሊ ክጎድእዋ ይረኣዩ።

‎3.መድሓኒታት
‎ዝተፈላለዩ መድሓኒታት ንፀላም ከብዲ ይጎድእዋ።

‎4.ቖፅለ መፅሊ

‎ቖፅለ መፅሊ ን ሱራሱርን መጠኖም ዘይፍለጥ መርዛማ ንጥረ ነገራት ብሓይሊ ክጎድእዋ ይረኣዩ።
‎5. ረኽሲ ፀላም ከብዲ
‎ዝተፈላለዩ ባክተርያታትን ፕሮቶዞዋን ሕማም ጉበት የንቅሉ።
‎ን ኣብነት ብልሃርዚያ፡ ኣሜባ .....

‎6.ካንሰር ፀላም ከብዲ
‎ብዝተፈላለዩ መንቀሊታት ዝመፅእ ሕማም ካንሰር ፀላም ከብዲ ካብቶም ውድቀት ጉበት ዘምፅኡ ሓደ እዩ።

‎7. ብዘይዓቐን ርጉዲ
‎ኣካላት ብስብሒ ክሽፈኑ ብምግባር ንቡር ስርሓ የተዓናቅፋ። እቶም ንቡር ዋህዮታት ድማ ብ ስብሒ ይትክኡ።

‎ምልክታት

‎1. ምብጫው

‎ኣብ ቆርበትን ዓይኒን ዝህሊ ምብጫው ብሰንኪ ምእካብ ቢሊርቢን ዝተብሃለ ተረፈ ምህርቲ ይኽሰት። ጉበት ስርሓ ኣብ ልክዕ ተኾይኑ እዚ መብዛሕቲኡ ግዜ ብሽንቲን ሰገራን ክውገድ ትገብር ልኡ እዩ ድማ ሽንትና ቢጫ ልኾን።

‎2. ማሕባጥ እግሪ
‎✅ምሕባጥ እግሪ ብሰንኪ ሕፅረትን ብኽነት ፕሮቲን ይህሉ።

‎3. ኸብዲ ምንፋሕ

‎✅ኸብዲ ምንፋሕ ብሰንኪ ምቑፃር ማይ ኣብ ኸብዲና ይህሊ።

‎4. ሸውሃት ምዕፃውን ምምሳንን

‎✅ሕማም ጉበት ምዕፃው ድልየት ምግቢ የስዕብ። እዚ ድማ ሰባት ዓፅሚን ቖርበትን ክሳብ ዝቐርዩ የማስኖም።

‎5. ምሕኻኽ

‎ምሕኻኽ ብሰንኪ ምክምቻው ዘየድልዩ ንጥረ ነገራት ይህሊ።

‎ኻልኦት ምልክታት
‎📌ምድማይ ኣፍንጫን ልዓቐብን
‎📌ምድኻም
‎📌ባህሪምቕያርን ዓበድበድ ምባል
‎📌ምንቅጥቓጥ

‎ምካልኻል
‎1.ኣልኮል ጠጠው ምባል

‎✅ኣልኮል ጠጠው ምባል ጉበት ስራሕ ከይበዝሓ ይገብር። ካብኡ ድማ ጉድኣት ፀላም ኸብዲ ንከይህሉ ይከላኸል።
‎እንተዘይኾኑ ግን ኣልኮል ንፀላም ኸብዲ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ብምግባር ናብ ዘይምለሰሉ ኹነታት የብቅዕ።

‎2.መድሓኒታት ብ ኣግባብ ምጥቃም
‎✅ገለገለ መድሓኒታት ንኻልእ ሕማም ተባሂሎም ይወሃቡ እሞ ንፀላም ኸብዲ ይጎድኡ። በዚ ድማ ዝኾነ ይኹን መድሓኒት ምስ ምውሳድና ክትትል ሕክምና ክህሊ ግድን እዩ።

‎3. ስዲ ፆታዊ ርክብ ምውጋድ
‎🛑ቫይረስ ፀላም ከብዲ ብፍላይ ድማ ቢ ካብ HIV 100 ዕፅፊ ብፆታዊ ርክብን ምንኽኻእ ደምን ይሓልፍ። ስለዚ ምጥንቃቕ ን HIV ጥራይ ተለይኾነ ንጉበት ቫይረስ እውን እዩ።

‎4. ባህላዊ ሱራሱር ምውጋድ
‎📌ባህላዊ ሕክምና ብ ኣግባቡ ብመጠን ስለዘይተዓቀኑ ጉበት ናይ ምቅፃል ሓደገኦም ከም ለሎ እዩ።

‎5.ኽትባት ምውሳድ
‎📌ምስ ደም ምንኽኻእ ዘለዎም ሰባት ኽትባት ክወስዱ ግድን እዩ።

‎6. ባህላዊ ምኽንሻብ/ ምዕንቃር ምውጋድ
‎📌ፅሩይ ዘይኾነ ምንኽኻእ ደም ምውጋድ ን ጉበት ቫይረስ ምቅላዕ ይቅንስ።

‎7. ፅሩይ ማይ ምጥቓም
‎📌ወሓዚ ሩባ ምጥቃም ናብ ብልሃርዝያ ሕማም ስለዘቃልዕ ኣብ ማይ ኣጠቓቅማ ኣግባቡ ክኮን ይምከር።
‎8 . ርጉዲ ምቅናስ
‎📌ርጉዲ ምቕናስ ስብሒ እቶም ንቡር ዋህዮታት ከይሽፍኖምን ብኣግባቡ ስርሖም

Address

Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ሕዉየት ሕክምና ገዛንገዛን Cpd ስልጠና ማእኸልን ጥዕና posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Share on Facebook Share on Twitter Share on LinkedIn
Share on Pinterest Share on Reddit Share via Email
Share on WhatsApp Share on Instagram Share on Telegram