Rimna Hospital

Rimna Hospital Rimna Hospital is a pioneer private hospital in Tigrai with multidisciplinary health care at its best

ሰምበት 10 ጥሪ 2018 ዓ.ም ኣብ ሆስፒታል ሪምና ኣብ ዝግበር ወፍሪ ልገሳ ደም ስለዝካየድ ደም ብምልጋስ ህይወት ክነድሕን ፃውዒት ነቕርብ። ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን! ብሓልዮትና ንምረፅ!ሆ...
16/01/2026

ሰምበት 10 ጥሪ 2018 ዓ.ም ኣብ ሆስፒታል ሪምና ኣብ ዝግበር ወፍሪ ልገሳ ደም ስለዝካየድ ደም ብምልጋስ ህይወት ክነድሕን ፃውዒት ነቕርብ።

ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን! ብሓልዮትና ንምረፅ!
ሆስፒታል ሪምና

ኣድራሻ፥
መቐለ፥ ዓይደር ትራፊክ መብራህቲ

ዌብሳይት፥ www.rimnahospitals.com
ኢመይል፥ info@rimnahospitals.com
Facebook: https://www.facebook.com/rimnahospitalmekelle
Instagram: https://www.instagram.com/rimna_hospital
TikTok: https://www.tiktok.com/

ቁፅርታት ስልኪ
6231
+251930173317
+251342403020
+251342403021

ዓለምለኸ ወርሒ ምፍጣር ግንዛበ ካንሰር በሪ ማህፀን ምኽንያት ብምግባር ብዶ/ር ይብራህ ዘለለው ኣብ ሆስፒታልና  -ስፔሻሊስት ሓኪም ማህፀንን ጥንስን  ዝተፅሓፈ ግንዛበ ኣብ ምልክታት ካንሰር ...
15/01/2026

ዓለምለኸ ወርሒ ምፍጣር ግንዛበ ካንሰር በሪ ማህፀን ምኽንያት ብምግባር ብዶ/ር ይብራህ ዘለለው ኣብ ሆስፒታልና -ስፔሻሊስት ሓኪም ማህፀንን ጥንስን ዝተፅሓፈ ግንዛበ ኣብ ምልክታት ካንሰር በሪ ማህፅፀን (Cervical Cancer) እነሆ።

ምልክታት ካንሰር በሪ ማህፀን (Cervical Cancer)

1. ቀዳማይ ደረጃ (Early stage)
ኣብ መጀመርታ ደረጃ ካንሰር በሪ ማህፀን ብዙሕ ግዜ ምልክት የብሉን። በዚ ምክንያት ድማ መደበኛ Pap smear / VIA ምርመራ ምግባር ኣዝዩ ኣገዳሲ ይገብሮ።

2. ዝተለመዱ ምልክታት (Common symptoms)
🔴 ዘይልሙድ ደም ምፍሳስ
ደም ምፍሳስ ድሕሪ ፆታዊ ርክብ
ደም ምፍሳስ ካብ ወርሓዊ ፅግያ ወፃኢ
ደም ምፍሳስ ድሕሪ ምውዳእ ወርሓዊ ፅግያ (post-menopausal bleeding)
🔴 ፅዑቕ ወይ ብዙሕ ዘይልሙድ ፈሳሲ ማህፀን (ጨና ዘለዎ ደም ዝተሓወሰ)
🔴 ሕማም (ቃንዛ) ሕማም ኣብ ታሕተዋይ ከብዲ (pelvic pain)
🔴ሕማም ኣብ ግዜ ፆታዊ ርክብ

3. ዝተስፋሕፈሐ ካንሰር (Advanced stage)

ሕማም ዓንዲ ሑቀ ወይ እግሪ
ሽንቲ ኣብ ምሻን ሕማም (ቃንዛ)
ደም ኣብ ሽንቲ
ድኻም
ክብደት ምቕናስ (weight loss)
ሽውሃት ምቕናስ (loss of appetite)
ሕማቕ ጨና ዘለዎ ፈሳሲ ማህፀን

5. መከላኸሊ
መደበኛ Pap smear / VIA HPV ክታበት
ሽጋራ ምትካኽ ምቁራፅ
ፋይቶታዊ ፆታዊ ርክብ ዘይምግባር

ካንሰር በሪ ማህፀን ኣብ ትሑት ደረጃ እንተተፈሊጡ ብቐሊሉ ክሕከም ይኽእል እዩ። ስለዚ መርመራ ቅድመ ካንሰር እቲ ብቀሊሉ ዝግበር መከላኸሊ እዩ።

ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን! ብሓልዮትና ንምረፅ!
ሆስፒታል ሪምና

ኣድራሻ፥
መቐለ፥ ዓይደር ትራፊክ መብራህቲ

ዌብሳይት፥ www.rimnahospitals.com
ኢመይል፥ info@rimnahospitals.com
Facebook: https://www.facebook.com/rimnahospitalmekelle
Instagram: https://www.instagram.com/rimna_hospital
TikTok: https://www.tiktok.com/

ቁፅርታት ስልኪ
6231
+251930173317
+251342403020
+251342403021

07/01/2026

ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ርሑስ በዓል ልደት ክኾነልኩም ንምነ!

ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን! ብሓልዮትና ንምረፅ!
ሆስፒታል ሪምና

ኣድራሻ፥
መቐለ፥ ዓይደር ትራፊክ መብራህቲ

ዌብሳይት፥ www.rimnahospitals.com
ኢመይል፥ info@rimnahospitals.com
Facebook: https://www.facebook.com/rimnahospitalmekelle
Instagram: https://www.instagram.com/rimna_hospital
TikTok: https://www.tiktok.com/

ቁፅርታት ስልኪ
6231
+251930173317
+251342403020
+251342403021

ርሑስ በዓል ልደትብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን! ብሓልዮትና ንምረፅ!ሆስፒታል ሪምናኣድራሻ፥ መቐለ፥ ዓይደር ትራፊክ መብራህቲዌብሳይት፥ www.rimnahospitals.comኢመይል፥ info@rimna...
06/01/2026

ርሑስ በዓል ልደት

ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን! ብሓልዮትና ንምረፅ!
ሆስፒታል ሪምና

ኣድራሻ፥
መቐለ፥ ዓይደር ትራፊክ መብራህቲ

ዌብሳይት፥ www.rimnahospitals.com
ኢመይል፥ info@rimnahospitals.com
Facebook: https://www.facebook.com/rimnahospitalmekelle
Instagram: https://www.instagram.com/rimna_hospital
TikTok: https://www.tiktok.com/

ቁፅርታት ስልኪ
6231
+251930173317
+251342403020
+251342403021

ሆስፒታል ሪምና  ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ለይትን ቀትርን ህዝቦም እናገልግሉ ኣብ ከቢድ ኢኮኖሚያዊ ፀገም ንዝርከቡ 50 ሰራሕተኛታት ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ነፍስወከፍ 1,500 (ብር ...
06/01/2026

ሆስፒታል ሪምና ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ለይትን ቀትርን ህዝቦም እናገልግሉ ኣብ ከቢድ ኢኮኖሚያዊ ፀገም ንዝርከቡ 50 ሰራሕተኛታት ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ነፍስወከፍ 1,500 (ብር ሓደ ሽሕን ሓሙሽተ ሚእትን) ብምልጋስ ህዝባዊ ውግንንኡ ቐፂሉ ይርከብ። ብቐፃልነት ኣብ ከቢድ ኢኮኖሚያዊ ፀገም ኮይኖም ህዝቦም ኣብ ምግልጋል ንዝርከቡ ወገናትና እንገብሮ ሓገዝ ከምንቕፅል እናገለፅና ርሑስ በዓል ልደት ክኾነልኩም ንምነ።

ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን! ብሓልዮትና ንምረፅ!
ሆስፒታል ሪምና

ኣድራሻ፥
መቐለ፥ ዓይደር ትራፊክ መብራህቲ

ዌብሳይት፥ www.rimnahospitals.com
ኢመይል፥ info@rimnahospitals.com
Facebook: https://www.facebook.com/rimnahospitalmekelle
Instagram: https://www.instagram.com/rimna_hospital
TikTok: https://www.tiktok.com/

ቁፅርታት ስልኪ
6231
+251930173317
+251342403020
+251342403021

23/12/2025

ሆስፒታል ሪምና ኣብ ሕፃፅ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጥምየት ሕክምናዊ ሓገዝ ንዘድልዮም refer ንዝብሃሉ ብፅኑዕ ዝሓመሙ ተሓኸምቲ ሙሉእ ሕክምና (ct scan, Endoscopy) ሓዊሱ ነፃ ሕክምና ንምግባር ተዳልዩ ይርከብ:: በዚ ኣጋጣሚ እቲ ሓደጋ ጥምየት ዘብፅሖ ማህሰይቲ ብምግምጋም ተወሳኺ ሓገዝ ንምግባር ድልው ምዃኑ ሆስፒታልና ክሕብር ይፎቱ።

ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን! ብሓልዮትና ንምረፅ!
ሆስፒታል ሪምና

ኣድራሻ፥
መቐለ፥ ዓይደር ትራፊክ መብራህቲ

ዌብሳይት፥ www.rimnahospitals.com
ኢመይል፥ info@rimnahospitals.com
Facebook: https://www.facebook.com/rimnahospitalmekelle
Instagram: https://www.instagram.com/rimna_hospital
TikTok: https://www.tiktok.com/

ቁፅርታት ስልኪ
6231
+251930173317
+251342403020
+251342403021

13/12/2025

ሆስፒታል ሪምና ብዘይ መጥባሕቲ ብንእሽተይ ነዃል ጥራሕ ዝግበር ላፓራስኮፒክ መጥባሕቲ ንዝተፈላለዩ ሕክምናዊ መጥባሕትታት ከምዝጥቀም ይፍለጥ እዩ። ንእሽተይ ነዃል ብምጥቃም ኣብ ሓሞት ዝርከብ ፀፀር ሙሉእ ብሙሉእ ካብ መጥባሕቲ ናፃ ብዝኾነ መንገዲ ናይ ምውጋድ ሕክምና ብዕዉት መንገዲ ኣሳሊጡ ኣሎ። እዚ ብኣናእሽቱ ብጣሓት፣ ዝወሓደ ቃንዛን ዝቐልጠፈ ናይ ምሕዋይ ግዜን ዘለዎ ዓይነት መጥባሕቲ እንትኸውን፥ ውሑድ ናይ ሰውነት መጥባሕቲ ስለዘለዎም ውሑድ ሕልኽላኻትን ፅገማትን፣ ትሑት በሰላታትን ሓፂር ፃንሒት ሆስፒታልን ዝኣመሰሉ ፀጋታት ኣለዉዎ።

ሆስፒታል ሪምና ልዑል ልምዲ ብዘለዎም ስፔሻሊስት ሓካይም ሓፈሻዊ መጥባሕትን፥ ፍሉይ ስፔሻሊስት መጥባሕቲ ላፓራስኮፒን ናይ መዓንጣ፣ ፀላም ከብዲ፣ ጣፍያን ፅፉፍ ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ይርከብ።

ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን! ብሓልዮትና ንምረፅ!
ሆስፒታል ሪምና

ኣድራሻ፥
መቐለ፥ ዓይደር ትራፊክ መብራህቲ

ዌብሳይት፥ www.rimnahospitals.com
ኢመይል፥ info@rimnahospitals.com
Facebook: https://www.facebook.com/rimnahospitalmekelle
Instagram: https://www.instagram.com/rimna_hospital
TikTok: https://www.tiktok.com/

ቁፅርታት ስልኪ
6231
+251930173317
+251342403020
+251342403021

06/12/2025

ካብ ከሽዐ ናብ ንእሽተይ መዓንጣ ዘመሓላልፍ ትቦ ብምፅባቡ ተሓካማይ ንነዊሕ ግዜ ናይ ጨጎራ ሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምፅንሑ፤ ኣብ ሆስፒታልና ብስፔሻሊስት ሓኪም ሓፈሻዊ መጥባሕቲ ብዝተገበረሉ ዕዉት መጥባሕቲ፤ ንዓመታት ከሳቕዮ ዝፀነሐ ሕማም ተገላጊሉ ተፋንዩ ኣሎ።

ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን! ብሓልዮትና ንምረፅ!
ሆስፒታል ሪምና

ኣድራሻ፥
መቐለ፥ ዓይደር ትራፊክ መብራህቲ

ዌብሳይት፥ www.rimnahospitals.com
ኢመይል፥ info@rimnahospitals.com
Facebook: https://www.facebook.com/rimnahospitalmekelle
Instagram: https://www.instagram.com/rimna_hospital
TikTok: https://www.tiktok.com/

ቁፅርታት ስልኪ
6231
+251930173317
+251342403020
+251342403021

22/11/2025

ኣብ ሆስፒታልና ሳብ ስፔሻሊስት ሓኪም ዓፅምን መጋጥም ኣካላትን ፍሉይ ስፔሻሊስት ሰብ ሰራሕ መጋጥምን ከበድቲ ስብራትን ዝኾኑ ዶ/ር በርሀ ገ/ስላሴ፤ እንታይነትን ሕክምናን ምርቃቕ ዓፅሚ ምስ ቴሌቪዥን ትግራይ መደብ ማዕዳ ሓኻይም ዝገበርዎ ፃንሒት ሎሚ ቀዳም 13 ሕዳር 2018 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቴሌቪዥን ትግራይ ክመሓላለፍ እዩ:: ንኽትከታተሉ ድማ ብኽብሪ ንዕድም::

ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን! ብሓልዮትና ንምረፅ!
ሆስፒታል ሪምና

ኣድራሻ፥
መቐለ፥ ዓይደር ትራፊክ መብራህቲ

ዌብሳይት፥ www.rimnahospitals.com
ኢመይል፥ info@rimnahospitals.com
Facebook: https://www.facebook.com/rimnahospitalmekelle
Instagram: https://www.instagram.com/rimna_hospital
TikTok: https://www.tiktok.com/

ቁፅርታት ስልኪ
6231
+251930173317
+251342403020
+251342403021

ኣብ ሆስፒታልና ሳብ ስፔሻሊስት ሓኪም ዓፅምን መጋጥም ኣካላትን ፍሉይ ስፔሻሊስት ሰብ ሰራሕ መጋጥምን ከበድቲ ስብራትን ዝኾኑ ዶ/ር በርሀ ገ/ስላሴ፤ እንታይነትን ሕክምናን ምርቃቕ ዓፅሚ ምስ ...
20/11/2025

ኣብ ሆስፒታልና ሳብ ስፔሻሊስት ሓኪም ዓፅምን መጋጥም ኣካላትን ፍሉይ ስፔሻሊስት ሰብ ሰራሕ መጋጥምን ከበድቲ ስብራትን ዝኾኑ ዶ/ር በርሀ ገ/ስላሴ፤ እንታይነትን ሕክምናን ምርቃቕ ዓፅሚ ምስ ቴሌቪዥን ትግራይ መደብ ማዕዳ ሓኻይም ዝገበርዎ ፃንሒት ቀዳም 13 ሕዳር 2018 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቴሌቪዥን ትግራይ ክመሓላለፍ እዩ:: ንኽትከታተሉ ድማ ብኽብሪ ንዕድም::

ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን! ብሓልዮትና ንምረፅ!
ሆስፒታል ሪምና

ኣድራሻ፥
መቐለ፥ ዓይደር ትራፊክ መብራህቲ

ዌብሳይት፥ www.rimnahospitals.com
ኢመይል፥ info@rimnahospitals.com
Facebook: https://www.facebook.com/rimnahospitalmekelle
Instagram: https://www.instagram.com/rimna_hospital
TikTok: https://www.tiktok.com/

ቁፅርታት ስልኪ
6231
+251930173317
+251342403020
+251342403021

🌍💙 ዓለም ለኸ መዓልቲ ሕማም ሽኮር | 5 ሕዳር 💙🌍ሎመዓንቲ ኣብ ዓለምለኸ መዓልቲ ሕማም ሽኮር ሆስፒታል ሪምና ብዛዕባ ምክልኻል ሕማም ሽኮር፣ ብኣግኡ ምፍላጥን ምሕደራን ሕማም ሽኮር ንቕሓት...
14/11/2025

🌍💙 ዓለም ለኸ መዓልቲ ሕማም ሽኮር | 5 ሕዳር 💙🌍

ሎመዓንቲ ኣብ ዓለምለኸ መዓልቲ ሕማም ሽኮር ሆስፒታል ሪምና ብዛዕባ ምክልኻል ሕማም ሽኮር፣ ብኣግኡ ምፍላጥን ምሕደራን ሕማም ሽኮር ንቕሓት ኣብ ምዕባይ፣ ክትትልን ሕክምናን ሕማም ሽኮር ብምጥንኻር ሕብረተሰብና ንምግልጋል ዝኣተናዮ ቃል ነሕድስ።

ኣብ ትግራይን ከምኡ እውን ኣብ ኩሉ ክፋላት ዓለም ብዙሓት ሰባት ክሳብ ኣብ ጥዕነኦም ሕልኽላኻት ዝፍጠሩ ሕማም ሽኮር ከምዘለዎም ከይፈለጡ ይነብሩ። ስሩዕ መርመራታት፣ ዝተስተኻኸለ ኣመጋግባን ንጡፍ ኣካላዊ ምንቅስቓስን ዘለዎ ኣነባብራ ኣብ ምክልኻል ሕማም ሽኮር ዓብዪ ለውጢ ከምፅእ ይኽእል እዩ።

ኣብ ሆስፒታል ሪምና፥ ሓኻይምና ብመርመራ ሕማም ሽኮር፣ ምኽሪ ኣመጋግባ፣ ከምኡ’ውን ቀፃሊ ክንክን ጥዕናኹም ክትቆፃፀሩ ክሕግዙኹም ድልዋት እዮም።

ሕማም ሽኮር ንምስዓር ብሓባር ደው ንበል — ምዕባይ ግንዛበን ንቕሓትን ህይወት የድሕን እዩ! 💙

ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን! ብሓልዮትና ንምረፅ!
ሆስፒታል ሪምና

ኣድራሻ፥
መቐለ፥ ዓይደር ትራፊክ መብራህቲ

ዌብሳይት፥ www.rimnahospitals.com
ኢመይል፥ info@rimnahospitals.com
Facebook: https://www.facebook.com/rimnahospitalmekelle
Instagram: https://www.instagram.com/rimna_hospital
TikTok: https://www.tiktok.com/

ቁፅርታት ስልኪ
6231
+251930173317
+251342403020
+251342403021

06/11/2025

ንሕክምና ኩሎም ሕማማት ልዕሊ ክሳድ ካብ ትግራይ ናብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ብምኻድ ዝፍጠር ዝነበረ ዘየድሊ ወፃኢ ተሪፉ እዩ። ሆስፒታልና ናይ 2025 ሞዴል ዘመናዊ መሳርሕታት ሕክምና ልዕሊ ክሳድ ብብዙሕ ወፃኢ ኣምፂኡ ብስፔሻሊስት ሓኻይም ልዕሊ ክሳድ ሙሉእ ሕክምና ኣብ ምሃብ ከምዝርከብ ከበስር ይፈቱ።

ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን! ብሓልዮትና ንምረፅ!
ሆስፒታል ሪምና

ኣድራሻ፥
መቐለ፥ ዓይደር ትራፊክ መብራህቲ

ዌብሳይት፥ www.rimnahospitals.com
ኢመይል፥ info@rimnahospitals.com
Facebook: https://www.facebook.com/rimnahospitalmekelle
Instagram: https://www.instagram.com/rimna_hospital
TikTok: https://www.tiktok.com/

ቁፅርታት ስልኪ
6231
+251930173317
+251342403020
+251342403021

Address

Mekelle

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Rimna Hospital posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Practice

Send a message to Rimna Hospital:

Share

Share on Facebook Share on Twitter Share on LinkedIn
Share on Pinterest Share on Reddit Share via Email
Share on WhatsApp Share on Instagram Share on Telegram

Category