15/10/2025
👉 ንጥዕና ቆርበቶም ፣ፀጉሮም ፣ ፅፍሮም ፣ ፅባቐኦም ከምኡ 'ውን ብፆታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ሓዊሱ ኩለመዳይ ጥዕነኦም ብልዑል ተገዳስነትን ሞያዊ ብቕዓትን ዝሰርሕ ዘሎ ማእኸል ሕክምናና ንብዙሓት ካብ ሕማሞም ክድሕኑን ፅባቐኦም ክምለስን እናገበረ ይርከብ ፡፡
ግልጋሎታትና ፡-
* ምርመራን ሕክምናን ኩሎም ዓይነት ሕማማት ቆርበት ፣ፀጉርን ፅፍርን ፣
* ምርመራን ሕክምናን ብፆታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት (STIs) ፣
* ምርመራን ሕክምናን መንሽሮ/ካንሰር ቆርበት፣
* መጥባሕታዊ ሕክምና ቆርበትን ፅፍርን ፣
* ምምልኻዕ ቆርበት ( laser therapy, chemical peels, Botox)፣
* ምርመራን ሕክምናን ኣለርጂ ቆርበት / Skin Allergies testing and treatment ፣
* ጨረር ሕክምና ንዝተፈላለዩ ሕማማት ቆርበት
/ phototherapy for skin conditions ፣
* ጡብኣድጊ ፣ ካልኦት ዘይተደለዩ ምልክታት ቆርበትን ሕክምና ክራይዮቴራፒ/Cryotherapy ፣
* ሕክምና ለምፂ ፥ ካልኦት ምቕያር ሕብሪ ቆርበትን / lupus, scleroderma ፣
* ሕክምና ለፃይቶ ፀጉሪ ፣
* ሕክምናን ክንክንን ንውሑድን ተደጋጋሚ ዝረግፍ ፀጉርን፣
* ምኽርን ትምህርትን ፆታዊ ጥዕና/Sexual Health Counseling ፣
* ድሕሪ ምትካል ፀጉሪ ዝግበር ክንክን ፣
* ገፅ ምሕዳስን ምክልኻል እርጋን ገፅን ፣
* ምርመራን ሕክምናን ሕዱር ቁስሊ /Management of Chronic Ulcer፣
* በሰላ ቆርበት ምጥፋእን ንቆርበት ዳግማይ ንምውፃእ ዝሕግዝ ሕክምና ሌዘር / Laser Treatments ፣
* ሕክምና ዝተፈላለዩ ሕማማት ቆርበት ህፃናት ፣
* ግልጋሎት ምኽሪን ክንክንን ቆርበት፣
* ብሃይድራፋሻል /Hydrafacial ዝተሓገዘ ሕክምና ፣
* ንማድያት ፣ ንፈፀጋን ካልኦት ፀገማት ቀለም ቆርበት ሕክምና ማይክሮኒድሊንግ/ microneedling therapy ፣
* ምርመራ መከላኸሊ ፅሓይ / Sunscreen testing ፣
=========================
ይምፅኡ ! …… ካብ ሕማሞም ይፈወሱ ፤ ፅባቐኦም ይመልሱ ❗
🏥 ኣድራሻና ፡- ከተማ ሽረ እ/ስላሰ ቀበሌ 04 ኣብ ጥቃ መናሃርያ 'ዳ ጉዕሽ ክፍላይ መዐደሊ ነዳዲ
ይደውሉ ፡- ☎️ 0953499164/ 0952388020