
01/10/2024
שותפים/ות ומטופלים/ות,
במהלך חודש אוקטובר, בשל החגים, תפעל מרפאת "לרעך כמוך" בימי שלישי בלבד, בין השעות 16:00-19:00, בתאריכים -
08/10/2024
15/10/2024
22/10/2024
29/10/2024
נשוב לפעילות מלאה בחודש נובמבר.
בתקווה לימים שקטים והרבה בריאות,
צוות המרפאה
---
ሕክምናዊ ኣገልግሎት ኣብ ክልኒክ "ሌሬኣኻ ኮሞኻ" (ሃዳሳ አንኬረን) ንዝቕጽ ወርሒ ዓሰርተ እውን ኣብ ሰሙን ሓደ ምዓልቲ ጥራይ ኣገልግሎት እናሃበ ክቕጽል እዩ።
ኣብ ምዓልቲ ረቡዕ ዝነበረ ኣገልግሎት ድማ ብምኽንያት ጻዕቂ ብዓላት ኣብ ረቡዕ፡ ናብ ሰሉስ ቀይርናዮ ከምዘለና ብትሕትና ንሕብር።
ስለዚ ንሓደ ወርሒ ወትሩ ሰሉስ ኣብዚ ዝስዕብ ዕለታት ክፉት ይኸውን፣
ዕለት ፣
01/10/2024
08/10/2024
15/10/2024
22/10/2024
29/10/2024
ካብ ስዓት 4፡00 ክሳብ 7፡00 ድሕሪ ቀትሪ (16፡00 - 19፡00)
---
በ"ሌሬአኻ ኮሞኻ" (ሀዳሳ አንከረን) ክሊኒክ የሚሰጠው የህክምና አገልግሎት ለቀጣዮቹ አስረኛ ወርም በሳምንት አንድ ቀን ብቻ ሁኖ ይቀጥላል።
እሮብ የነበረው ቀኑም ባለው የበዓላት ምክንያት አገልግሎቱን ወደ ማክሰኞ ቀይረነዋል።
ስለዚህ ለአንድ ወር ያህል በየሳምንቱ ማክሰኞ በሚከተሉት ቀናት ይከፈታል፣
ቀን ፣
01/10/2024
08/10/2024
15/10/2024
22/10/2024
29/10/2024
ከምሽቱ 4፡00 እስከ 7፡00 PM (16፡00 - 19፡00)