Rufta Tsebah

Rufta Tsebah ነብሰ ክንክን ነብሰ ፍትወት ኣይኮነን። ኣካልውን ስነኣእምሮኣውን ጥዕናኻ ኣብ ናይ ሎሚ ሜላ ኣነባብራኻን ኣልያ ነብስኻን ኢዩ ዝሙርከስ።
# selfcare

እዘን ኣብ ታሕቲ ዘለዋ ረቓሒታት ተጠቒምና ኩነተ ኣእምሮና ንገምግም። ሓያል ኩነተ ኣእምሮ ዲኻ ትውንን ወይስ ድኹም ኩነተ ኣእምሮ።
27/02/2025

እዘን ኣብ ታሕቲ ዘለዋ ረቓሒታት ተጠቒምና ኩነተ ኣእምሮና ንገምግም። ሓያል ኩነተ ኣእምሮ ዲኻ ትውንን ወይስ ድኹም ኩነተ ኣእምሮ።

16/02/2025
ደቂ ሰባት ናይ ገንዘብ ሽውሃቶም ዝዓግብ ኣይኮነን። ኩሉ ከምዚ እንተዝህልወኒ ባሃሊ አዩ። ብዘለካ ምዕጋብ ዘይኮነስ፥ ብዘለካ ምምስጋን ኢዩ ወሳኒ።
28/12/2024

ደቂ ሰባት ናይ ገንዘብ ሽውሃቶም ዝዓግብ ኣይኮነን። ኩሉ ከምዚ እንተዝህልወኒ ባሃሊ አዩ። ብዘለካ ምዕጋብ ዘይኮነስ፥ ብዘለካ ምምስጋን ኢዩ ወሳኒ።

INDEED. There are no short cuts to succes. You need to work for it.
30/08/2024

INDEED. There are no short cuts to succes. You need to work for it.

ንእትሰምዖምን እትከታተሎምን ሰባት ኢኻ ትመስል እሞ እንታትይን ንመንን ኢኻ ትከታተልን ትሰምዕን ምምራጽ ከድልየካ ኢዩ።
10/07/2024

ንእትሰምዖምን እትከታተሎምን ሰባት ኢኻ ትመስል እሞ እንታትይን ንመንን ኢኻ ትከታተልን ትሰምዕን ምምራጽ ከድልየካ ኢዩ።

ምቅላዕ ን ብዝሒ ፍሎራይድ ዝባሃል ኣብ ኮልጌት ዝርከብ ባእታ ንናይ ታይሮይድ ስራሕ ከመዛብልን ጸገም ክፈጥርን ከም ዝኽእል ሓድሽ ኣብ ካናዳ ዝተገብረ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ ኣሎ። እቶም ሕማቕ ኣ...
07/06/2024

ምቅላዕ ን ብዝሒ ፍሎራይድ ዝባሃል ኣብ ኮልጌት ዝርከብ ባእታ ንናይ ታይሮይድ ስራሕ ከመዛብልን ጸገም ክፈጥርን ከም ዝኽእል ሓድሽ ኣብ ካናዳ ዝተገብረ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ ኣሎ። እቶም ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ናይ ታይሮይድ ጸገም ዘሎና ሰባት ጥንቃቐ ክንገብር ኣገዳሲ ኢዩ።
ምንጪ ኣብ ታሕቲ ኣለኩም።

Adults living in Canada who have moderate-to-severe iodine deficiencies and higher levels of urinary fluoride may be at an increased risk for underactive thyroid gland activity.

Eat colourfull.
05/06/2024

Eat colourfull.

ኣመላኻኽታኻ ኣብ ገዛእ ርእስኻ፡ንነብስኻ ኣብ ቅድሜኻ ክትርእያ ከለኻ እንታይ ኢኻ ትብላ። እእምሮና ዝነገርናዮ ስለ ዝቕበል ነቲ ንስኻ ብተደጋጋሚ ንነብስኻ ትብላ ክኣምን ኢዩ ዝጅምር። ስለዚ ...
01/05/2024

ኣመላኻኽታኻ ኣብ ገዛእ ርእስኻ፡
ንነብስኻ ኣብ ቅድሜኻ ክትርእያ ከለኻ እንታይ ኢኻ ትብላ። እእምሮና ዝነገርናዮ ስለ ዝቕበል ነቲ ንስኻ ብተደጋጋሚ ንነብስኻ ትብላ ክኣምን ኢዩ ዝጅምር። ስለዚ ኣብ ነብስኻ/ኣባኻ ዘሎካ ኣመላኻኽታ ኣወንታዊ ክኽውን ይግባእ።

ክዝንጋዕ ዘይብሉ ሓደ ካብ ክብርታትና፡ምዝኽኻር ኣገዳስነት ስድራቤትን ተግባራዊ ርክባትን ኣብ ሞንጎ ኣዝማድን ስድራቤትን ኣብ ምዕባይ ስምዒት ውሕስነትን ርእሰምትእምማንን ደቅና ኣዝዩ ዓቢ ኢዩ...
23/04/2024

ክዝንጋዕ ዘይብሉ ሓደ ካብ ክብርታትና፡
ምዝኽኻር ኣገዳስነት ስድራቤትን ተግባራዊ ርክባትን ኣብ ሞንጎ ኣዝማድን ስድራቤትን ኣብ ምዕባይ ስምዒት ውሕስነትን ርእሰምትእምማንን ደቅና ኣዝዩ ዓቢ ኢዩ።

ነስተውዕል፡ደቅና ካብቲ እንህቦም ህያባት ንላዕሊ እንህቦም ኣድህቦን ግዜን ኢዩ ዝሃንጾም።
22/04/2024

ነስተውዕል፡
ደቅና ካብቲ እንህቦም ህያባት ንላዕሊ እንህቦም ኣድህቦን ግዜን ኢዩ ዝሃንጾም።

Adres

'S-Hertogenbosch

Website

Meldingen

Wees de eerste die het weet en laat ons u een e-mail sturen wanneer Rufta Tsebah nieuws en promoties plaatst. Uw e-mailadres wordt niet voor andere doeleinden gebruikt en u kunt zich op elk gewenst moment afmelden.

Contact De Praktijk

Stuur een bericht naar Rufta Tsebah:

Delen